The Wihbet Podcast
By Wihbet.com
The Wihbet PodcastMay 10, 2020
035 - መኣዛ ክርስቶስ 2
2ይ ቆሮንቶስ 2 .14-17 ግናኸ ነቲ ብክርስቶስ ኵሉ ሳዕ ናብ ዓወት ዚመርሓና፡ ብኣናውን መኣዛ ፍልጠቱ ኣብ ኵሉ ቦታ ዚገልጽ ኣምላኽ፡ ስብሓት ይኹኖ። ማለት፥ ኣብ ማእከል እቶም ዚድሕኑን እቶም ዚጠፍኡን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ መኣዛ ክርስቶስ ኢና፡ ነዚኣቶም ካብ ሞት ናብ ሞት፡ ነቲኣቶም ግና ካብ ህይወት ናብ ህይወት ዜብጽሕ ሽታ ኢና። ነዚ ኽእለት ዘለዎ መን እዩ፡ ብኣምላኽ ተደሪኽና ብገርህነት ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ብክርስቶስ ኴንና ንዛረብ ኣሎና እምበር፡ ከምቶም ብዙሓት ንቓል ኣምላኽ ዚሓዋውሱ ኣይኰንናን።
034 - መኣዛ ክርስቶስ 1

033 - ድዋይት ኤል. ሙደይ
"እዛ ዓለም እዚኣ ብወንጌል ክትብጻሕ እንተ ኰይና፡ ብዘይ ጥርጥር ብቁዓትን ፍሉይ ውህበታትን ዘለዎም ሰብኡትን ኣንስትን ብግዲ ኣይከድልይዋን እዮም። ኸመይሲ፡ ኣብዛ ዓለም እዚኣ ብተዛማዲ ክርአ ከሎ፡ ፍሉይ ክእለትን ፍልጠትን ዘለዎም ሰባት ሒደት ጥራይ እዮም ዘለዉ።"
023 - ዘገርም ጸጋ - ዮሃንስ ነውተን (Amazing Grace)
015 - ጆን ዊክሊፍ (John Wycliffe)
027 - ህድእቲ ለይቲ - Silent Night = Stille Nach
025 - ቢሊ ግራሃም (Billy Graham) - ወንጌላዊ ንሚሊዮናት
031 - ሰማእት ጃስቲን.mp3
030 - ዎ ቅድስቲ ለይቲ - O Holy Night
010 - ጀምስ ሃድሰን ተይለር (Part 1 of 2)
021 - ነፍሰይሲ ህድእቲ ኣላ! ሆራሺዮ ስፓፎርድ
ህድእ በሉ እሞ ኣነ ኣምላኽ ምዃነይ ኣስተብህሉ፣ ኣብ ማእከል ኣህዛብ ልዕል ክብል፣ ኣብ ምድሪ ልዕል ክብል እየ።
018 - ኣጎስጢኖስ በዓል ሂፖ (St. Augustine of Hippo)
024 - ራይናርድ ቦንኪ (Reinhard Bonnke)
022 - ሴይሞር ጂ. ዊልያም - ናይ ኣዙሳ ሓዊ (Seymour J. William)
026 - ክዊንቱስ ሰፕቲሙስ ፍሎረንስ ተርቱሊያኑስ
029 - ቅሌምናጦስ በዓል እስክንድርያ
011 - ጀምስ ሃድሰን ተይለር (Part 2 of 2)
010 - ጀምስ ሃድሰን ተይለር (Part 1 of 2)
032 - ፖሊካርፕ
ፖሊካርፕ - ካብ ሃዋርያ ዮሃንስ ብምምሃር መራሕቲ ቤተክርስትያን ኮይኑ፣ ነታ ኣብ ዘመኑ ዝነበረት ቤተክርስትያን ኣገልጋልን ተጣባቒ ንወንጌል ክርስቶስን ኮይኑ ደው ዝበለ እዩ።
028 - ንድኹም ምብርታዕ
ንድኹም ሓይሊ ይህብ፡ ንስኑፍ ከኣ ብርታዔ ይውስኽ።
020 - ኣብ ኣምላኽ ተወከል
ብምሉእ ልብኻ ብእግዚኣብሄር ተኣመን፡ ኣብ ልቦናኻ ኣይትጸጋዕ።
019 - ኩለን መዓልታት ምሳኻ እየ
ኣታ ባርያይ ያእቆብ፡ ኣነ ምሳኻ እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ። ንዂሎም እቶም ናባታቶም ፋሕ ዘበልኩኻ ህዝቢ ብጥራስ ከጥፍኦም እየ፡ ንኣኻ ግና ብጥራስ ኣይከጥፍኣካን እየ፡ ብልክዕ ደኣ እየ ዝቐጽዓካ እምበር፡ ከይቀጻዕኩስ እኳ ኣይሐድገካን እየ፡ ይብል እግዚኣብሄር።
017 - ሓይሊ ሞት ተሳዕረ
016 - ማርቲን ሉተርን ቪተንበርግን ብ1527
014 - ኮሮና ቫይረስ (Covid-19)
013 - ልብስኻ ቀይር (Part 2 of 2)
012 - ልብስኻ ቀይር (Part 1 of 2)
009 - ስድራቤት ኣምላኽ ኢና (Part 4 of 4)
እምብኣርሲ ንስኻትኩም ኣብቲ የሱስ ክርስቶስ ባዕሉ እምኒ መኣዝኑ ዝዀነ መሰረት ነብያትን ሃዋርያትን እተነደቕኩም፡ ደጊም ደቂ ዓዶም ንቕዱሳንን ስድራ ቤቱ ንኣምላኽን ኢኹም እምበር፡ ኣጋይስን መጻእተኛታትን ኣይኰንኩምን።
008 - ስድራቤት ኣምላኽ ኢና (Part 3 of 4)
እምብኣርሲ ንስኻትኩም ኣብቲ የሱስ ክርስቶስ ባዕሉ እምኒ መኣዝኑ ዝዀነ መሰረት ነብያትን ሃዋርያትን እተነደቕኩም፡ ደጊም ደቂ ዓዶም ንቕዱሳንን ስድራ ቤቱ ንኣምላኽን ኢኹም እምበር፡ ኣጋይስን መጻእተኛታትን ኣይኰንኩምን።
007 - ስድራቤት ኣምላኽ ኢና (Part 2 of 4)
እምብኣርሲ ንስኻትኩም ኣብቲ የሱስ ክርስቶስ ባዕሉ እምኒ መኣዝኑ ዝዀነ መሰረት ነብያትን ሃዋርያትን እተነደቕኩም፡ ደጊም ደቂ ዓዶም ንቕዱሳንን ስድራ ቤቱ ንኣምላኽን ኢኹም እምበር፡ ኣጋይስን መጻእተኛታትን ኣይኰንኩምን።
006 - ስድራቤት ኣምላኽ ኢና (Part 1 of 4)
እምብኣርሲ ንስኻትኩም ኣብቲ የሱስ ክርስቶስ ባዕሉ እምኒ መኣዝኑ ዝዀነ መሰረት ነብያትን ሃዋርያትን እተነደቕኩም፡ ደጊም ደቂ ዓዶም ንቕዱሳንን ስድራ ቤቱ ንኣምላኽን ኢኹም እምበር፡ ኣጋይስን መጻእተኛታትን ኣይኰንኩምን።
005 - ስም የሱስ ክርስቶስ (Part 3 of 3)
"ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።" ግብ 4፡12
004 - ስም የሱስ ክርስቶስ (Part 2 of 3)
"ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።" ግብ 4፡12
003 - ስም ክርስቶስ የሱስ (Part 1 of 3)
"ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።" ግብ 4፡12
002 - ብቑዕ ህዝቢ
001 - ምኽሪ ኣምላኽ ምግባር
ካብቲ ጸዋዒ እዩ እምበር፡ ካብ ግብሪ ኣይኰነን እሞ፡ እቲ ምኽሪ ኣምላኽ ብምሕራይ ምእንቲ ኺጸንዕሲ፡ ከምቲ፡ ንያእቆብ ኣፍቀርኩ፡ ንኤሳው ግና ጸላእኩ፡ ዚብል ጽሑፍ ዘሎ፡ እቶም ደቂ ገና ኸይተወልዱ ኸለዉ፡ ጽቡቕ ኰነ ወይ ክፉእ ከይገበሩ፡ እቲ ዓብዪ ነቲ ንእሽቶ ኺግዝኦ እዩ፡ ኢሉ ተባህለላ።