Skip to main content
The Wihbet Podcast

The Wihbet Podcast

By Wihbet.com

Become a Paid Subscriber: https://anchor.fm/wihbet/subscribe Become a Paid Subscriber: https://anchor.fm/wihbet/subscribe Zerisenai and Wihbet Ministry have a mission to share the love of God which is found in and revealed by Christ Jesus to everyone. Let's Think Podcasts come with insights to be inspired. Wihbet Ministry’s sermons, books, articles, and more are available free of charge at wihbet.com. We want people everywhere to understand and embrace the truth that God is most glorified in us, when we are most pursuing Him.
Where to listen
Apple Podcasts Logo

Apple Podcasts

Castbox Logo

Castbox

Google Podcasts Logo

Google Podcasts

Spotify Logo

Spotify

028 - ንድኹም ምብርታዕ
028 - ንድኹም ምብርታዕ
ኢሳይያስ 40:29 ንድኹም ሓይሊ ይህብ፡ ንስኑፍ ከኣ ብርታዔ ይውስኽ።
21:10
September 22, 2020
020 - ኣብ ኣምላኽ ተወከል
020 - ኣብ ኣምላኽ ተወከል
ምሳሌ 3:5 ብምሉእ ልብኻ ብእግዚኣብሄር ተኣመን፡ ኣብ ልቦናኻ ኣይትጸጋዕ።
10:27
May 22, 2020
019 - ኩለን መዓልታት ምሳኻ እየ
019 - ኩለን መዓልታት ምሳኻ እየ
ኤርምያስ 46:28 ኣታ ባርያይ ያእቆብ፡ ኣነ ምሳኻ እየ እሞ፡ ኣይትፍራህ። ንዂሎም እቶም ናባታቶም ፋሕ ዘበልኩኻ ህዝቢ ብጥራስ ከጥፍኦም እየ፡ ንኣኻ ግና ብጥራስ ኣይከጥፍኣካን እየ፡ ብልክዕ ደኣ እየ ዝቐጽዓካ እምበር፡ ከይቀጻዕኩስ እኳ ኣይሐድገካን እየ፡ ይብል እግዚኣብሄር።
08:26
May 17, 2020
017 - ሓይሊ ሞት ተሳዕረ
017 - ሓይሊ ሞት ተሳዕረ
"...እዚ ሓላፊ ዘይሐልፍ ምስ ለበሰ፡ እዚ መዋቲውን ዘይመውት ምስ ለበሰ፡ ሽዑ እቲ ጽሑፍ፡ ሞት ብዓወት ተዋሕጠ፡ ዝበሎ ቓል ኪፍጸም እዩ። ዎ ሞት፡ ኣበይ ኣሎ ብልሕኻ፧ ኣታ ሲኦልከ፡ ኣበይ ኣሎ ዓወትካ፧ ብልሒ ሞት ሓጢኣት እዩ፡ ሓይሊ ሓጢኣትውን ሕጊ እዩ። ግናኸ ነቲ ብጐይታና የሱስ ክርስቶስ ገይሩ ዓወት ዚህበና ኣምላኽ ስብሓት ይኹኖ።" 1ቈረ 15.54-57
12:05
May 10, 2020
016 - ማርቲን ሉተርን ቪተንበርግን ብ1527
016 - ማርቲን ሉተርን ቪተንበርግን ብ1527
ማርቲን ሉተርን ቪተንበርግን ብ1527 ሓደ ለበዳ ሕማም መጾም። ብወርሒ ነሓሰ 1527 እዩ፣ ኣብታ ዘገልግለላ ዝነበረት ከተማ ቪተንበርግ፡ ሓደ ለበዳ ሕማም ስለዝተላብዐ እታ ከተማ ኣብ ፍጹም ጸልማት ኣተወት። ነገራት ኩሉ ፍጹም ተዓጽወ።
18:28
April 16, 2020
014 - ኮሮና ቫይረስ (Covid-19)
014 - ኮሮና ቫይረስ (Covid-19)
ኮሮና ቫይረስ ስለምንታይ መጺኡ፧ እንታይ ክንገብር ይግብኣና፧ ኣብዚ እዋን መልስናን መልሲ እግዚኣብሄርን እንታይ እዩ፧
20:23
March 27, 2020
013 - ልብስኻ ቀይር (Part 2 of 2)
013 - ልብስኻ ቀይር (Part 2 of 2)
ዘፍ 41.14 "ሽዑ ፈርኦን ልኢኹ ንዮሴፍ ጸውዖ። ቀልጢፎም ድማ ካብ ቤት ማእሰርቲ ኣውጽእዎ። ንሱ ኸኣ ተላጽዩ ኽዳኑ ለዊጡ ኣብ ፈርኦን ኣተወ።"
20:04
March 10, 2020
012 - ልብስኻ ቀይር (Part 1 of 2)
012 - ልብስኻ ቀይር (Part 1 of 2)
ዘፍ 41.14 "ሽዑ ፈርኦን ልኢኹ ንዮሴፍ ጸውዖ። ቀልጢፎም ድማ ካብ ቤት ማእሰርቲ ኣውጽእዎ። ንሱ ኸኣ ተላጽዩ ኽዳኑ ለዊጡ ኣብ ፈርኦን ኣተወ።"
21:39
February 28, 2020
009 - ስድራቤት ኣምላኽ ኢና (Part 4 of 4)
009 - ስድራቤት ኣምላኽ ኢና (Part 4 of 4)
ኤፌሶን 2: 19-20 እምብኣርሲ ንስኻትኩም ኣብቲ የሱስ ክርስቶስ ባዕሉ እምኒ መኣዝኑ ዝዀነ መሰረት ነብያትን ሃዋርያትን እተነደቕኩም፡ ደጊም ደቂ ዓዶም ንቕዱሳንን ስድራ ቤቱ ንኣምላኽን ኢኹም እምበር፡ ኣጋይስን መጻእተኛታትን ኣይኰንኩምን።
13:19
February 06, 2020
008 - ስድራቤት ኣምላኽ ኢና (Part 3 of 4)
008 - ስድራቤት ኣምላኽ ኢና (Part 3 of 4)
ኤፌሶን 2: 19-20 እምብኣርሲ ንስኻትኩም ኣብቲ የሱስ ክርስቶስ ባዕሉ እምኒ መኣዝኑ ዝዀነ መሰረት ነብያትን ሃዋርያትን እተነደቕኩም፡ ደጊም ደቂ ዓዶም ንቕዱሳንን ስድራ ቤቱ ንኣምላኽን ኢኹም እምበር፡ ኣጋይስን መጻእተኛታትን ኣይኰንኩምን።
16:11
January 26, 2020
007 - ስድራቤት ኣምላኽ ኢና (Part 2 of 4)
007 - ስድራቤት ኣምላኽ ኢና (Part 2 of 4)
ኤፌሶን 2: 19-20 እምብኣርሲ ንስኻትኩም ኣብቲ የሱስ ክርስቶስ ባዕሉ እምኒ መኣዝኑ ዝዀነ መሰረት ነብያትን ሃዋርያትን እተነደቕኩም፡ ደጊም ደቂ ዓዶም ንቕዱሳንን ስድራ ቤቱ ንኣምላኽን ኢኹም እምበር፡ ኣጋይስን መጻእተኛታትን ኣይኰንኩምን።
15:01
January 20, 2020
006 - ስድራቤት ኣምላኽ ኢና (Part 1 of 4)
006 - ስድራቤት ኣምላኽ ኢና (Part 1 of 4)
ኤፌሶን 2: 19-20 እምብኣርሲ ንስኻትኩም ኣብቲ የሱስ ክርስቶስ ባዕሉ እምኒ መኣዝኑ ዝዀነ መሰረት ነብያትን ሃዋርያትን እተነደቕኩም፡ ደጊም ደቂ ዓዶም ንቕዱሳንን ስድራ ቤቱ ንኣምላኽን ኢኹም እምበር፡ ኣጋይስን መጻእተኛታትን ኣይኰንኩምን።
11:54
December 06, 2019
005 - ስም የሱስ ክርስቶስ (Part 3 of 3)
005 - ስም የሱስ ክርስቶስ (Part 3 of 3)
ሓይሊ ስም የሱስ ክርስቶስ "ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።" ግብ 4፡12
09:35
July 25, 2019
004 - ስም የሱስ ክርስቶስ (Part 2 of 3)
004 - ስም የሱስ ክርስቶስ (Part 2 of 3)
ሓይሊ ስም የሱስ ክርስቶስ "ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።" ግብ 4፡12
08:39
July 17, 2019
003 - ስም ክርስቶስ የሱስ (Part 1 of 3)
003 - ስም ክርስቶስ የሱስ (Part 1 of 3)
ሓይሊ ስም የሱስ ክርስቶስ "ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።" ግብ 4፡12
08:39
July 13, 2019
002 - ብቑዕ ህዝቢ
002 - ብቑዕ ህዝቢ
ናይ እግዚኣብሄር ሓሳብ ንሕና ኣብ ክርስትያናዊ ኮነ ኣብ መነባብሮና ብቑዓት ክንክውን እዩ። ብመሰረት ሉቃ 1፡17 "ንሱ ብቑዕ ህዝቢ ንእግዚኣብሄር ኬዳሉ፡ ልቢ ኣቦታት ናብ ውሉድ፡ ንዘይእዙዛት ድማ ናብ ጥበብ ጻድቃን ኪመልስ፡ ብመንፈስ ኤልያስን ብሓይሉን ቀቅድሚኡ ኪኸይድ እዩ።" ይብለና እሞ፣ ናብ ምብቃዕ እግዚኣብሄር ክንበጽሕ ንሕሰብ፡ ንመሃር፡ ንወስን፡
07:52
July 11, 2019
001 - ምኽሪ ኣምላኽ ምግባር
001 - ምኽሪ ኣምላኽ ምግባር
ሮሜ 9: 11-13 ካብቲ ጸዋዒ እዩ እምበር፡ ካብ ግብሪ ኣይኰነን እሞ፡ እቲ ምኽሪ ኣምላኽ ብምሕራይ ምእንቲ ኺጸንዕሲ፡ ከምቲ፡ ንያእቆብ ኣፍቀርኩ፡ ንኤሳው ግና ጸላእኩ፡ ዚብል ጽሑፍ ዘሎ፡ እቶም ደቂ ገና ኸይተወልዱ ኸለዉ፡ ጽቡቕ ኰነ ወይ ክፉእ ከይገበሩ፡ እቲ ዓብዪ ነቲ ንእሽቶ ኺግዝኦ እዩ፡ ኢሉ ተባህለላ።
38:04
July 09, 2019